Eritrean sport news ኤርትራ ኣብ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ እንታይ ኣፍረየት? ሕጂ’ኸ?

Eritrean sport news ኤርትራ ኣብ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ እንታይ ኣፍረየት? ሕጂ’ኸ?


45 Replies to “Eritrean sport news ኤርትራ ኣብ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ እንታይ ኣፍረየት? ሕጂ’ኸ?”

  1. Tsibuk Edil ni HAGERAWIT GANTANA
    TSIBUK EDIL DEKI ERE
    DANGAKUM ARIEYWOM
    WANACHU DIMA TIRNIF TIRNIF TIRNIF

  2. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍Xbuk adl nhagerawi gantana😘😘

  3. ጽቡቅ ዕድል ይምነየልኩም ደቂ ኤረይ ሽኮር ጸወታ ግን መኣስ ኢዩ ክድመር ሎሚ ኢዩ ሓሙስ እዚኣ ኣብርሃልና ሲነማ ሰመረ ብዝተረፈ ጽቡቅ መደብ ናይ ብሓቂ ቀጽልዎ

  4. 🚴‍♂️🚴‍♂️🚴‍♂️🚴‍♂️🚵‍♀️🚵‍♀️🚵‍♀️🚵‍♀️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  5. የ ቀንየልና ሲነማ ስመረ ጽቡቅ ዕድል ንሃገራዊት ጋንታ አርትራ ከም ልማድኩም ዓወታት ሒዝኩም ከም ትምለሱ ጥርጥር የለን ደቂ ሕድሪ።

  6. ጽቡቅ ዕድል ንሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ!ኤርትራ ቀዳመይቲ ኢትዮጵያ ካልአይቲ ርዋንዳ ሳልሰይቲ ከም ዝስርዓ ድማ እምነተይ ክገልጽ ይፈቱ!

  7. ewayyyy nskas mewadadrti zeyblu meubul eritrawi ajoka zhawey qoxlo anabba ziena mo gele aynet🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  8. ናትናኤል መብራህቶም ከ ደኣ ኣበይ ኣትሪፍኩሞ እዚ ኩሉ ዓወታት ዘጎናጽውፎ ከ ደኣ ኣይተረዳንን ካብ ሞዛኒኡ ምትራፍኩም ሃገራዊ ፈደረሽን ብሽክሌታ ኤርትራ???

  9. ሎሚ ኤርትራ ዘድሊያ ዘሎ ስፖርት ዘይኮነስ ነቲ ኣረሜን ቴንቤናይ ኣሊኻ ህዝባዊ መንግስቲ ማለት ን ኤርትራ ዝሓስብ መንግስቲ፡ንህዝቢ ኤርትራ ዝሰምዕ መንግስቲ፡
    ን ኤርትራ ዘጥፍእ ዘይኮነስ ን ኤርትራ ዘልምዕ ኢያ ደሊያ ሓንቀዉ ትብል ዘላ።

  10. Ayzo deki erey natey 🇪🇷🇪🇷🥂🚴‍♂️🚴‍♂️🚴‍♂️🚴‍♂️🚴‍♂️🚴‍♂️🚴‍♂️🚴‍♂️🚴‍♂️🚴‍♂️🚴‍♂️🙏🙏🙏

  11. Senay edil deki erena xaedu megedi kedemku wegenatey moral nhabom ahwat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *