Eritrean sport news ናቱ ወዲ ተቦኲሩ፡ መርሃዊ ሓዂሩ,ማን. ሲቲ’ዶ ቶተንሃም April 19,2019

Eritrean sport news ናቱ ወዲ ተቦኲሩ፡ መርሃዊ ሓዂሩ,ማን. ሲቲ’ዶ ቶተንሃም  April 19,2019


21 Replies to “Eritrean sport news ናቱ ወዲ ተቦኲሩ፡ መርሃዊ ሓዂሩ,ማን. ሲቲ’ዶ ቶተንሃም April 19,2019”

  1. ሲኔማ ሰመረ ኣድኒቀ ምጽጋብ ስኢነካ በቃ ኩሉኩሉኻ, ቀጽሎ ሕጊ youTube ሓንቲ ላይክ ጥራሕ ኮይና ተፍቅድ እንበር ብዘይ ዓቀን ምደብደብኩዃ ብላይክ

  2. ኮመንት ክጽሕፍ ይብል እሞ መሊሰ ከኣ ቅጭ ይመጸኒ ህዝብና ዘለዎ ኩነታት ካልእ ንሕና ሃተፍተፍ እንብሎ ካልእ።

  3. yqrta .kab dereq seli eti agedasi zbelkayo vido entetsedo xbuq niru .neabnet kem nay volata kbexhu
    kelewu .kemeu wn gool.kmzgeb kelon
    yeqenyeley ???

  4. ቶተንሃም 4 ደረጃ እንተሒዛ ኣርሰናል ወይ ቸልሲ ን ኢሩፒያን ሊግ እንተተዓዊተናል 4 ክትከስሮ እያ መ ኢልክኣ 5 ክለባት ናብ ቻምፑንስሊግ ይሳተፋ ኣይተፈልጦን ዲካ ሕጊ ኩዑሶ ትዛረቦ መጀመራ ፍለጦ

  5. Xbuk tntane you gen hanti ala zeyteredetni rabeti ente wedia Arsenal wey deblu ente wesidema yfqed you 5 klebat katwa

  6. እንተኺልካ ብዛዕባ እዋናዊ ጉዳይ ሃገርካ ተዛረብ ኩሉ ሰብ በብሞይኡ ይዛረበሉ ዋል ሽሕ ግዜ ናይ ስፓርት ትኹን እዛ ቻነልካ ነገር ግን ምዕቡል ሕብረተ ሰብ ኣለና ኣብ ጎሬበትካ ሓዘን እንከሎ ጓይላ ኣይትገብርን ኢኻ እሞ ብሕማቕ ከይራኣኻ ስርሓሉ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *