Eritrean sport news ልቢ ዘንጠልጠለ ድራማቲካዊ ግጥም, ሊቨርፑል ንፖርቶ ኣዳጊማታ||April 17, 2019

Eritrean sport news ልቢ ዘንጠልጠለ ድራማቲካዊ ግጥም, ሊቨርፑል ንፖርቶ ኣዳጊማታ||April 17, 2019


34 Replies to “Eritrean sport news ልቢ ዘንጠልጠለ ድራማቲካዊ ግጥም, ሊቨርፑል ንፖርቶ ኣዳጊማታ||April 17, 2019”

  1. ናዓባ በጃኻ እንታይ ሓንካስ ሓሳብዶ ወላ መልሓሶም ኣትሒዙዎም ትብል ሲ ጎል ዘእተወለን ጋንታታትን ኣህግራዊ ሊግንሲ ሓደግርካዮ ዋእ ቁሩብ እባ ኣብ ካልእ ሊግ ከይዱ ብቅዓቱ ምፍተን ካልእ ሂወትን ብድሆን ዩ ስለዚ እቲ ዝህብካዮ መግለጺ ጉጉይ ኢዩ

  2. neten nay permlege gantatatr do aykonen abe amete hade geze terakbom goolate zexgebom zelo kemay zeydeme messi

  3. ክክክክክክክክክ😂😂😂😂😂😂ንዝመጽ ዓመት ኣላ ማማ ረናልዶ

  4. Ember ke eti nay kdmi hiji nfelto dmxi diu ezi entay eyu meselchew bejaka aselchikana medeb cinema semere hsebulu

  5. እዋይ ጋርዴላ ትረኽቦ በለ ሕነኻ ክትፈዲ መጻእ ከሪኢኻ ኢይም ሽዑ ካ ቶተንሃም እንደገና

  6. ከከከከ እዋይ ሰሒቐ ኮ አብ ስፓኛ ኮይኑስ ልዮ ሜሲ ምስቶም 10 ናይ ፕሪመር ሊግ አመዝገብቲ ኮይኑ አሞ ከአ አብ ውሱናት ጸወታ ሊቨርፑል ድያ ተሪፋ ኢልካያ ነዓኦም ከአ 4 አለውኦም።

  7. ኣንታይ ዘይገበረ እቲ ኣጥቃዓይ ኪገብሮ ዝግባይ ጌሩ። ክልተ ግዜ ጎል የእትዩ ኣብ ተኸላኸልቲ ክሕግዝዎ ኣይከኣሉን። ብፍላይ ኣብ ዓዶም ኪነሱ ተኸላኸልቲ ጁቬ ኣዝዮም፡ደኺሞም። ሮናልዶ ኩሉ ዝከኣሎ ጌሩ እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *